MENU
"The help you want when you need it the most."

A Lifetime of Experience

  • slide1
  • slide2
  • slide3
  • slide5

24-Hour Service Call

Free Consultation and Hospital Visit

No Fee Unless Recovery

Competitive Rates

Assistance with Securing Medical Aid

ግላዊ ወይ ኣካላዊ ጉድኣት እንተጋጠመኩም፡ ቀልጢፍኩም ምስ ፕፔላ ናይ ሕጊ ቤት-ጽሕፈት ተራኸቡ።

ግላዊ ወይ ኣካላዊ ጉድኣት እንተጋጠመኩም፡ ቀልጢፍኩም ምስ ፕፔላ ናይ ሕጊ ቤት-ጽሕፈት ተራኸቡ።

ኣብ ፕፔላ ናይ ሕጊ ቤት-ጽሕፈት፡ ዝተሓላለኸ መስርሕ ሕጊ ተረዲእኻ ምስላጥ ከቢድ ምዃኑ ይርድኣና ኢዩ፣ ብፍላይ ድማ እንግሊዝኛ ናይ መጀመርታ ቋንቋኹም እንተዘይኮይኑ። ናይ ሕጊ ቤት-ጽሕፈትና፡ ካብ እንግሊዝኛ ብተወሳኺ፡ ናይ ትግርኛ፣ ናይ ጀርመንን ናይ ፑንጃቢን ቋንቋ ተዛረብቲ ዓማዊል ንምሕጋዝ ድሉው እዩ።

ዘለዉና ሰራሕተኛታት ቋንቋኹም ምስዘይክእሉ ድማ፡ ብዘይምንም ተወሳኺ ክፍሊት፡ ቋንቋኹም ዝዛረብ ተርጓሚ ክንቆጽረልኩም ኢና። ተርጓሚ ምስ ዘድልዮም ቤተሰባትን ግለሰባትን ናይ ምስራሕ ተሞክሮ አሎና። ኣድላዪ እንተደኣ ኮይኑ፡ ምሳና ምስ እትገብርዎ ኣኼባታት ኩሉ፡ ማለት ካብታ ናይ ፈለማ ምይይጥ/ምምኻር ክሳብ ናይ መወዳእታ ስምምዕ፡ ቋንቋኹም ዝዛረብ ተርጓሚ ከም ዝህሉ ክንገብር ንኽእል ኢና። ፕፔላ ናይ ሕጊ ቤት-ጽሕፈት ብቋንቋኹም ሓቢርና ንምስራሕ ድሉዋት ኢና።

ኣብ ፕፔላ ናይ ሕጊ ቤት-ጽሕፈት፡ መሰልኩም ንምሕላውን ዝግብኣኩም ፍትሒ ንምርካብን፡ ናይ ቋንቋ ሽግር ዕንቅፋት ክኾነኩም የብሉን ዝብል እምነት ኣሎና።

ግላዊ ወይ ኣካላዊ ወጽዓ እንተገጢምኩም፡ ብኸመይ ከም እትዋጽእሉን እትከሓሱን ንምፍላጥ፡ ምስ ፕፔላ ናይ ሕጊ ቤት-ጽሕፈት ቀልጢፍኩም ተራኸቡ።